820780642
Subscribe
Donate
Our mission
St. Peter and Paul EOTC supports the community by providing spiritual guidance and assistance, ensuring that every member, including those in need, receives care and support. Their mission is to uplift and serve through faith and compassion.
More ways to support us
Membership
St. Peter&Paul EOTC Membership
እሙን መጋቢ ናይ ቅ. ጴጥሮስን ዎ ጳውሎስን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንና ብምዃን ንመለኮታዊ ቅዳሴን፡ ቅዱሳን ምሥጢራትን መንፈሳዊ ዕብየት ደቅናን ሕብረተሰብናን ንደግፍ ። ተደጋጋሚ ህያብካ ንኣምላኽ ናይ እምነትን ጸሎትን ፍቕርን ተግባር እዩ። እግዚኣብሄር ንዓኻ/ንዓኺ ን ንስድራቤትካን/ንስድራቤትክን ሰላምን ሓለዋን ብዝሒ ጸጋን ይባርኽኩም። ኣሜን
View membership
Donation
ሞባእ / Donation
ንዕቤት ቤተ ክርስቲያንና ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቅ. ጴጥሮስን ቅ.ጳውሎስን ንደግፍ። ልግስኹም ብቅዱስ ጴጥሮስን ጳውሎስን ኣቢሉ ንስራሕ ጎይታና ዝድግፍን ናይ እምነት ማሕበረሰብና ዘደልድልን እዩ።ኣምላኽ ሕጕስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሕለኖ ይሃብ፡2ይ ቆሮንቶስ 9:7
Donate today
Our website
https://ssppeotc.org/
Contact information
[email protected]
Powered by